#Tigray Orthodox Tewahdo Church Briefing on Ethiopian Synod Statement of condemnation



Subscribe Tigrai Television
————-
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
————-
Website: www.tigraitv.com
Telegram: https://t.me/Tigrai_Ttv
E-maiL: [email protected]
Twitter: https://twitter.com/Tigrai_TV
https://www.facebook.com/tigrai.tv1/
Instagram: https://www.instagram.com/tigrai.tv
YouTube: https://www.youtube.com/c/TigraiTv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

source

32 thoughts on “#Tigray Orthodox Tewahdo Church Briefing on Ethiopian Synod Statement of condemnation”

  1. 🩵💚💙 ኣምላክ ምሳና ካብ ኮነ መን ኢዩ ዝቃወመና ቁዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳና ኢዩ ቅዱሳት ኣቦታተይ።
    ንጽና ንትባዕ ኣጆኩም።

    Reply
  2. እናተንምንም አንልም እግዚአብሔር ይፈርዳል እጆችሁን ወደግዚአብሔር ብዘረጉይሻላችሁ ነበር ክክክክክወደነጮች😂😂😂😂😂

    Reply
  3. ዋዉ ብጣዕሚ ፁቡቕ ብኹሉ ቛንቛታት ክቃላሕ ኣለዎ። መንፈስ ቅዱስ ኣብ ጎንኩም ይንገስ ብፁኣን ኣቦታትና ሰላም ንትግራይና❤💛

    Reply
  4. You are illegal illegal in the ghost no matter how you want to slice it is only 1 1 synodos Orthodox Church in Ethiopia and you broke the rule you don't have any moral to sit in front of the camera trying to justify your decision because of your decision is wrong and is not going anywhere you are motivated by politics you supposed to be the messenger of God

    Reply
  5. You are under Ethiopia you are an illegal it have to be shame of yourself what are you doing right now which is not going to take you anywhere you can plead the International Community no one will listen to you because you are illegal you broke the law the Ethiopian Christian Orthodox Church donated 20 million birr just a month ago 4u region now we are talking some of the lies sad that you claim you are father of holy

    Reply
  6. You are not getting support from anyone because you are illigal you are in Ethiopia and you should follow Ethiopian rules Ethiopia is a loyal country no other country would involve an internal affair in Ethiopian rules Ethiopians we'll stand together

    Reply
  7. You are not independent church who make you yourself that's why you are illegal tigray is in Ethiopia you should go outside Ethiopia some other countries maybe create your own church and call it independent church yurn Ethiopia that will never happen

    Reply
  8. ተዋህዶ ትግራይ ንዘመናት ዝተሳቀናዮ ኣሕዋትኩም ተጋሩኣገው ትፍውሱና ኣለኹም ! ርኹስ ኣምሓርኛ ዘይምዝራብኩም ኽሒስኩምና ኣሜን ጸጋኹም ይብዛሕ ። ንዘመናት ቋንቋ ኣዴና ቢለን ብርኹስ ኣምሓርኛ ኽዕብለል ነብስና ክንዕቅ ብኣምሓራይ ስነልቦና ክንሳቀ ጸኒሕና ኢና ። ኣምላኽ ይሃብኩም ርኹስ ኣምሓርኛ ካብ ትግራይ እንተወጺኡ ኩሉ ህዝቢታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ዓረብ ዓፋር ሶማልን ስልጤ ጃፓን … ኸኽብረኩምን ክኣምነኩም እዮም ። ሕዚዩ ባሉና ባህ ይበልኩም ተሓጉስና ኣሎና

    Reply
  9. What a shame and disgrace for the people of Tigray to be played at by such TPLF cadres wearing the dress of bishops like this fake priest speaking in ignorant English and ignorant mind. Have a look into the following facts of all their greedy and deceptive drama.

    The TPLF dictators knowingly and deliberately incited and ignited the Tigray War but finally they were annihilated and defeated by the Ethiopian Armed Forces and forced to keel down and sign a humiliating peace agreement to save their lives. However, using the peace agreement as a face-saving tool, they are back to square one in denying the people of Tigray peace, stability and security. In starting the war, their PLAN-A was to defeat the Ethiopian Army and for the second time to recapture the tower of power in Addis Ababa and re-establish their Stalinist dictatorship, That power hunger and greed never happened and instead it ended uup in their humulating debacle. They had another alternative plan called PLAN-B that would concentrate their conspiracies and aggressions in Tigray thinking the people of Tigray their natural tools for all their military adventures. As such they are now found engaged in a satanic dream and agenda that would deny the people of Tigray peace of mind and put them in intenal civil war. This is what they call PLAN-B. They have drafted this wicked plan in two subsequent phases – Phase-1 and Phase-2.

    PHASE-1

    First, as being observed in Axum, the very final seat of the Arch of Covenant and the holy of holy place, source and fountain of the Orthodox Christianity in Ethiopia, a treacherous clique (followers of Arius = ደቂቀ አርዮስ) thas appeared in the EOTC in Tigray being created, directed and led by the TPLF cadre socalled Abba Isaias a prime follower of Arius. This clique has gone far away from and is spreading schism and blasphemy contrary to the teachings, laws and dogma of the Mother Church, EOTC, by illegally appointing cadre bishops and declaring a breakaway “Tigray Orthodox Tewahedo Church” depicting as “Menbere Selama.” This is in absolute violation and disgrace to the holy mission of our holy father Abune Fireminatos or Abune Selama, the founder of the EOTC at Axum, Ethiopia. The belief, teachings and formats have been spread through out all parts of Ethiopia and the world. It appears in all corners like a shinning star whose light shines and brightens its believers regardless of geography and race. It cannot be claimed by the lies and schism of Dekike Arius “Abune/Abba’ Isaias and his henchmen by saying the “seat is returned to Axum.” The seat of Tabote Tsion (the Ark of Covenant) has never been moved from Axum. It has majestically and impressively been seating in Axum and will be for ever as unanimously accepted by all believers of EOTC.

    Since copies of the Tabote Tsion (the Ark of the Covenant) have spread throughout Ethiopia and the world over, the Patriarchate was strategically and conveniently selected to be seated in Addis Ababa, the hub and nexus of the daily life of Ethiopians as the capital city of their nation and also as the seat of the African Union and the United Nations in Africa. The treacherous activities being run in Tigray by the church clique Followers of Arius led by “Abba” Isaias is trying to create SCISM and divisions to fulfill the wider conspiracies of the TPLF leadership in Ethiopia. All this destructive efforts (SCISM) of the Abba Isaias clique (Children of Arius) as engineered by the TPLF leadership is rooted in the dire greed and ego to grab power in the EOTC as dreamt and miserably failed by the TPLF leadership in grapping power for the second time in Ethiopia. Their satanic mission is to fragment the unity and integrity of the EOTC and make “Abba” Isaias who is clueless and rootless alien as the rising Second Arius, fake and disgraced patriarch of the TPLF Tigray betraying and rejecting the ever right EOTC principles – One Dogma, One Church, One Synod, and One Church Canon. This has been true and intact straight for about 1, 690 years due to the martyrdom and great wisdom of our forefathers and leaders. Their satanic schism is to divide the people of Tigray into two antagonistic forces – one firmly and solidly believing in their being proudly Ethiopians and followers of the one and only one only EOTC and the other sect being aimed at creating bloody conflicts and wars in Tgray as being led by prime cadre and follower of Arius “Abba” Isaias, the double-tongued product of Arius and Tsegay Berhe one of the bloody enemies of Tigray in the TPLF camp.

    Phase – 2 is formation of Tigray-Tigrigni details to follow soon.

    Reply
  10. PART ONE MESSAGE

    መረሕቲ ህወሓት ዘይሓባእ ገበን ክይናት (WAR CRIMES) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፈፂሞም እዮም!!

    ብደብረጽየን ገ/ሚ መሪሕነት ዝካየድ ዘሎ ሠይጣናዊን ፋሺስታዊን ዝኾነ ጉጂለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ህዝቢን ዓዲን መበረሲ ዝኾነ ኩይናት ክውላዕን ክባራዕን ብምግባሩ ብዘየጋግይ መንገዲ ዋና ተጠየቕቲን ተሓተቲን እዮም።

    ብደብረፅየን መሪሕነት ኣባላት ጉጂለ ህወሓት ብንኡሱ እዘን ዝስዕባ ዘለዋ 15 መስደምመቲ ገበን ኩይናት ኣብ ትግራይ – ኢትዮጵያ ፈጺሞም እዮም፥

    1) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ መዘዝን ጠንቂን ከምዘምጽእ እንዳፈለጡ ንናይ ፌደራል ኢትዮጵያ ሰሜን እዝ ኮነ ኢሎም ምውቃዕን ምውራርን ፡

    2) ህገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘይፈቕዶ ኣብ ትግራይ ጠቕላላ መረጻ ምግባሮም፡

    3) ንዓለም ብሙሉኡ ዘንቀጥቀጠ ኮቪድ-19 እንዳሃልወ እቲ ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዘምጽኦ ሕማቕ ሳዕቤን ግዲ ዘይምሃብ፡

    4) ትግራይ ብኣንበጣ ተወሪራ ህዝቢ ኹሉ ዝዘርኦ እኽሊ ከድሕን እንዳተዋደቐ እንዳሃልወ፥ መረሕቲ ህወሓት ንዘይረኽብዎ ናይ ኣዲስ ኣበባ ስልጣኖም ቅድሚያ ምሃቦም፡

    5) 2.0 ሚልይን ተጋሩ ክፋል ሲሶ ናይቲ ህዝቢ ኣብ ኢድ ሰብኣዊ ረዴት (Safety Net) እንዳሃለዉ፥ ርህራሄን ሓላፍነትን ዘይምርኣዮም

    6) ኣብ ክልል ኣምሓራን ካልእ ኢትዮጵያ ከባቢ ንዝነብሩ ተጋሩ ዘፈራርሕን ዘጭንቕን ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ በቲኖም፥ ትግራዋይ ወሊዱ ማእሪጉ ካብዝነበረሉ ብሰይጣናዊ ስብከት ኣፈናቒሎም ናብ ዝኸፍአ ናብራ ምእታዎም

    7) ንገድሊ ዘይበጽሑ ህጻውንቲ ትግራይ ብጭካነ እንዳገደድካ ናብ ሓዊ ኩይናት ክኣትዉን ፈንጂታት ኣረይቲን ዓሩር ጥይት ተቐበልቲት ምግባር

    8) ብጥምየት ዝሳቐይ ንዘሎ ህዝቢ ትግራይ ህይወት ምድሓኒ ዝተመደበ ናይ ዓልምለኽ ረድኤት እኽሊን፡ ነዳዲን፡ መጓዓዚያ መኻይንን ብህወሓት ዕጡቓት ክሰረቕን ክዝረፍን ምግባር

    9) ኣብ ከተማታት ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ኮነ ተባሂሉ ህጊን ስነ-ስርዓትን ምሕደራን ክፈርስ ተገይሩ፥ ኣብ ትሕቲ ህጊ ቁጽጽር ዝነበሩ ከበድቲ ወንጀለኛታት ናጻ ወጺኦም ወሰን ዘይብሉ ስርቂን፡ ዝርፊያን፡ መጥቓዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ክስፋሕፋሕ ምግባር፡

    10) ኮነ ተባሂሉን ተሓሲብሉን ኣብ ትግራይ፡ ኢትዮጵያ ዝርከባ ብክንደይ መስዋእቲ ዝተረኸባ መሰረተ ልምዓታት ንእብነት ናይ አኽሱም ከተማ ዓለምለኸ ኣውሮፕላን መዕረፊ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ገይርካ ምፍርራስን ንህዝብኻ ኣብ ፀግምን ስቓይን ምእታው

    11) ነቲ መረሕቲ ህወሓት ዝጀመርዎ ኩይናት ተወሳኺ ገበነኛ ንምውሳኽን ከስቢ ናይ ዓለም ፖለቲካ ንምሽቃጥን ኮነ ኢሎም ንኤርትራ ሰለስተ ጊዜ ብሮኬትን ብካልኦት ነዊሕ ተጓዓዝቲ ከብድቲ ኣጽዋራትን ክትውቃዕ ገበሩ። ኣብ መበል ሳልሳይ ጊዜ ናይ ኤርትራ ሰራዊት ነዙይ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሙሉእ ሓይሉ ናብ ትግራይ ኣእትዩ ብፍላይ ኣብ ቅድስት ስፍራ አኽሱምን ኣብ ማርያም ድንግላት ዓዲግራትን ቅሉዕ አረመኔያዊ ጨፍጫፍ ንከካይድ ቅድመ ኹነታትን ምኽንያትን ንፀላኢ ምዝግጃው። እዙይ እኩይ ግብሪ ናይ መረሕቲ ህወሓት ፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ምሁራት ኤርትራ ባዓል ፕሮፌሰር ተኪኤ ፍሥሃጽየን ኣብ ትግራይ ዝጣየሻ ዘለዋ መሰረተ ልምዓታት ጽባሕ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን ካኦት ምብራቕ ኣፍሪካን ንትገብሮ ናይ ኢንዱስትሪን ንግዲን ዕድላት ዝዕቅፋ ስለዝኾና ቀልጢፍና ክነዕንወን ኣለና ዝበልዎ ጥጡሕ ባይታ ዝፈጠረን ኣብ ተግባር ዘውዓለን ብወገን መረሕቲ ህወሓት ዝተሸርሐ ዓብይ ናይ ኩይናት ወንጀል እዩ

    12) ኣብ ኣጋ መጀመርታ እቲ ኩይናት ኣብ ማይ-ካድራ ሑመራ ዞን አብ ሕርሻ ልምዓታት ተቖጺሮም ንምስራሕ ዝጽበዩ ኣብ ዝነበሩ ንፁሃን ኣምሓሩ ሓይሊ ህወሓት ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ ምስ ፈጸሙ፥ ዳሓር ድማ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሓይልታት ኣምሓራ ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ አብ ንጹሃን ተጋሩ ክፍጽሙ ክኢሎም። እዙይ ትግራይ ግልብጥብጣ ንኽትወጽእ ዝተሰረሐ ሽርሒ መረሕቲ ህወሓት እዩ። ናቶም ገበን “ቅዱስ” ገይሮም፥ ናይ ጸላኢኦም ገበን ድማ “ጄኖሳይድ” እንዳበሉ ናይ ሓርገፅ ንብዓት ምብካይን ኣውያት ፕሮፓጋንዳ ምብታንን ንዝፈፀምዎ ቅሉዕ ገበን ኩይናት ክሽፍኖ ኣይኽእልን። ናይ ወፃኢ ዓዲታት ጎይተቶምን ዜና ማእከላትን ኩለይ ከምኣቶም ኢሰብ ኣዊ ኣውያት የእውዩ ነይሮም

    13) ንፖለቲካ ሸቐጥ ተባሂሉ ዘይለ (Imaginary) ፀላኢ ምፍጣርን ብደቡብ ኣምሓራ፡ ብሰሜን ድማ ኤርትራዊ ከጥፍአካ መፀካ እንዳበሉ ኣጉል ፍርሒን (Phobia) ናይ ኣእምሮ ሽበራን (Psychological Terror) ብምፍጣር፥ ህዝቢ ትግራይ ክደናገርን ክፈርሕን ኢሉ ድማ መማረጺ ሲኢኑ ምስኣቶም ክስለፍን ምግዳድ። ብተወሳኺ ዘይዓርፍ ግጭትን ኩይናትን ጊዜ እንዳራኣዩ ብምፍሓስን ብምጽሓርን ንኹሉ ትግራዋይ ኣብ ዓዲ ይኹን ኣብ ወጻኢ ዘሎ ሰላምን ዝተረጋገአ ሂወትን ከይረክብ ድቃስ ምኽላእን ኣብ ናብርኡን ጉዳዩን ከይጥምት ዕንቅፋት ምዃን

    14) ረብሓ ጂኦፖለታካ ዘለዎም ናይ ወጻኢ መንግስታትን ሓይልታትን ኣብ ኢትዮጵያ ንምክያድ ዝደልይዎ ናይ ውክልና ኩይናት (Proxy War) መረሕቲ ህወሓት ምችው ኩነታት ምፍጣርን ተግባራዊ ምግባርን። ናይ ወፃኢ ሓይልታት ተሓባበርቲን ሽርሐኛታትን ብምዃን ንህዝቢ ትግራይ መጋበሪያ ገይርካ ናብ ሓዊ ክኣትው ምግዳድ

    15) እዚ ኹሉ ገበን ዝፈፀምዎ ምንም ከይተሰመዖም፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዳግም ሕውየትን ህንፀትን ኣብ ዝረባረበሉ ኢዋን፥ ንሓዋሩ ደው ዘይብል ኩይናት ኣብ ትግራይ ውሽጢ ኣብ መንጎ ተጋሩ ንምፍጣር፥ ሎሚ ድማ ሰይጣናዊ ሕልሚን ግብሪን ኣብ ምጥያሽ ይርከቡ

    ንህዝቢ ከጥፉን ካብ መረበቱ ከፈናቕሉን ኮነ ኢሎም እንዳፈለጡ ኩይናት ወሊዕም ኣብ መጨረሰታ ብስሩዕ ተሳዒሮም ተንበርኪኾም ለሚኖም ናይ ሰላም ውዕሊ መርዚ እንዳጣዓሞም ፈሪሞም እዮም። ተመሊሶም ናብ ከተማታት ትግራይ ምስኣተዉ ግና መጥፍኢ ትልሚታት እንዳሓንፀፁ ንህዝቢ ትግራይ ዳግም ዕረፍቲ ከሊኦሞ ይርከቡ። ትልሚ-1 ማለት PLAN- A ገይሮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ርኹስ ሕልሞም ስለዝፈሸለ ንህዝቢ ትግራይ ዝብጽባጽን ህራስ ዝኽልእን ናብ ሃይማኖታዊ ትልሚ ሰይጣን ኣትዮም ይርከቡ። እዙይ ድማ ትልሚ-2 ማለት PLAN- B ኢሎም ዝመደብዎ እዩ። እዙይ ሰይጣናዊ ትልሞም ኩለይ ብኽልተ ገጽ/ክፋል ክትግብርዎ ድቃስ ሲኢኖሙሉ ዘለዉ እኩይ ተግባር እዩ።

    Reply
  11. PART TWO MESSAGE

    ክፋል-1

    ቀዳማይ – ከምዝራኣይ ዘሎ ኣብ ቅድስተ ገዳም ኣኽሱም-ትግራይ ቦቒላ ኣብ ሙሉእ ኢትዮጵያን ዓለምን ዝተተኸለትን ዝዓምበበትን ንሓንቲ ታቦተ-ፅዮንን መንበረ-ፓትሪያሪክን ዝፃረርን ዘፍርስን (SCISM) ኣብ ትግራይ ኣብያተ ክርስቲያት ብዝተኸልዎም ደቂቀ ኣሪዮስ (Followers of Arius) ዝኾኑ ካድሬ “ካህናት” ተጎልቢቦም ቀዳሞት ኣቦታትንነገስታት ትግራይ-ኢትዮጵያን ዝመስረትዋን ዝተሰወኡላን፥ ን1,690 ዓመታት ፀኒዓ ኣብዝፀንሐት ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ኣንፃራዊን መፍረሲን ሽርሒታትን (Conspiracy) ክሕደትን (HERESY) ብዕሊ የካይዱ ኣለዉ። እዙይ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ክልተ ተመቒሉ፥ ኣነ ኢትዮጵያዊን ኦርቶዶሳዊን ተዋህዶኣዊን እየ ብዝብሉ ጽኑዓት ኣመንቲን ብኣንጻሩ ድማ ብካድሬታት ብዝውነኑ ካሓድቲ ሓሻኽሮምን ኣቢሎም ደማዊ ግጭት ክፍጠር ዝገብር ብኒ ክልተ መልሓሶም ውላድ ኣሪዮስ “ኣቡነ/ኣባ” ኢሳያስን ካፍቶም ደመኛ ፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ሓደ ዝኾነ ብፀጋይ በርሀን ዝምራሕ ኣብ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን እምነት ውሽጢ ርኹስ ምንቅስቓስ ምፍጣር ኣዩ።

    ክፋል-2

    ካልኣይ -ድማ ፖለተካዊ ኮይኑ ተመሳሳሊ ትሕዝቶን ዝኸፍአ ግጭትን ደም ምፍሳሳን ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጥር እዩ። ቀይሕ ንብዓቱን ደሙን ገና ከይነቐፀ፥ ንህዝቢ ትግራይ ነንርእሱ ዘዳሚይ ሰይጣናዊ ሕልሚ “ትግርይ-ትግርኚ’ ንምትግባር ባዓል ክልተ ኣፍ ዝኾነ ቅድመ ዝግጂት “መጻኢት ትግራይ” ዝብል ጭርሖን መዝሙርን ናብ ምግዋሕ ኣትዮም ይርከቡ በዓል ደብረጽየንን ሳዓብቱን ጨካንን እኩይን ልቢን ርእሲን ዘለዎም መረሕቲ ህወሃት። እዙይ ድማ “ንሕና ቀዳሞት ኣቦታትና ብዝፈጠርዋ ሓንቲት ኢትዮጵያ ንኾርዕ ኢና ብዝብሉ ሓቀኛ ተጋሩን፥ ተመነይቲ መረብ ምላሽ፡ ሓሻኽር ሻዕብያ ብዝኾኑ “ሓላምቲ ትግራይ-ትግርኚ” ባንዳታት ደቓሉን ማእኸል ዘይተርፍ ደም ምፍሳስ ዘምጽእ እዩ። ሕዝቢ ትግራይ እዙይ ንቕድሚት መምጻኢ መዘዝን ሲኦልን ዝኾነ ትልሚ ሰያጥን ተረዲኡ ካብ ሕዚ ካብ ብንግሁኡ ጀሚሩ፥ ነዙይ “ክፉእ ትምኒትኩምን፡ ሽርሒኹምን፡ ተግባርኩምን” ሒዝኩም ብዘየዳግም ገደል እተዉን ጥፉን ክብሎም ይግባእ።

    ደብረጽየን ገ/ሚ እቲ እኩይ ኢዱ ጓንቲ ሸፊኑ እንዳወጣወጣ “ትግራይ መቓብርኩም ክንገብራ ኢና” ብተዘዋዋሪ (Ironically) ክምርመር እንተሎ “ንትግራይ መቓብር ትግራዋይ ክንገብራ ኢና” ማለቱ እዩ ንማለት ዝኽልክል ትርጓመ የለን። ኣፍቲ ኩይናት ትግራዋይ ብኹሉ ፀላኢ ተኸቢቡ እንድረገፈ እንዳሃለወ ጭርሖ “ትግራይ ትስዕር” እንደበለ ይፍርምን ይደርፍን ዝነበረ ኣብ ትግራይ ዝቦቖለ ፋሺስት እኮ እዩ። ንዘምፀኦ ሳዕቤን ብዘይግድሽ፥ ዝሞተ ይሙት ትግራዋይ ኢሉ “ንሕና ንኣቢይ ኣሕመድ ኣውሪድና ስልጣን ፌደራል ደጊምና ክንሕዝ ኢና” ኢሎም ንህዝቢ ትግራይ ናብ መእለያ ዘይብሉ ብርሰትን ዕንወትን ክኣትው ዝመርሐ ጋኔን እኮ እዩ።

    ሰብ ዝኾነን ህሊና ሰብ ዘለዎ ዘየዋጽእን ዕንወት ዘምጽእን ገበን ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ክካየድ ዝሓስብን ዝትልምን መሪሕነት የለን ብጀካ ግልባብ ህግደፍ (ሻዕብያ) ዝተኸደነ ደማዊ መረሕነት ህወሓትን ቀዳሞቶም ናዚያውያንን ፋሺስታውያንን። እዘን ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘራ ውሑዳት ገበናት ዘተኻየዳሉ ምኽንያት ንናይ ህግደፍ (ሻዕቢያ) ኣብ ኢትዮጵያ ተነሓናሒን ዕንቅፋትን ዘይብሉ ወረራ ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲ ንምክያድ ዘኽእሎም ቅድመ ኩነታት ንምምችቻው ተተለሙ ዝተሸርሐ እዩ ብዘየጠራጥር። ህወሓት ንሰሜናዊ እዝ ከጥቅዕን ክወርርን እንተሎ ኣብ ኤርትራ ጥዕም ዜና ዓቢይ ቦናንዛን መና ምውራድን እዩ ነይሩ። ሰሜን እዝ 80% ናይ ኢትዮጵያሓይሊ ሰራዊት ኮይኑ ናይ ኤርትራ ዲክታተራት ወጠምጠም ንምምላስ ዝተተኸላ ፍሉይ ሓይሊ እዩ ነይሩ። እዙይ እንዳፈለጡ ብደብረጽየንን ናይ ቀረባ መማኽርቱን ዝምራሕ ሓይሊ ሰራዊት ግና ንናይ ኤርትራ ሓይሊ ሰራዊት ዝጠቅም ምዃን እንዳፈለጡ እቲ እኩይን ቕሉዕን መጥቓዕታ ፈጺሞም።

    ሰለዙይ ናይ ህወሓት ላዕለዎት መረሕቲን ተሓባበርቶምን ቁልፊ ወሳኒ ኢድ ዘነበሮም ኩሎም ዝፈጸምዎ ገበናት ክጻረይ ክእረዩን ናብ ቤትማእሰርቲ ክኣትዉን ይግበኦም እምበር ናጻ ኮይኖም ዝካየድ ዘሎ ሰላም ከዕንቅፉን ሽርሒ ክፈትሉን የብሎምን ። ኣብ ልዕሊ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጸምዎ ገበን ወሰን ዘይብሉን ተመሳሳሊን ስለዝኾነ ኣብ ልዕሊ ናዚያውያንን ፋሺስታውያንን ዝተፈጸመ ፍርዲ ዓይነት ይግበኦም።

    ብመረሕቲ ህወሓት ዝተወለዐ ኩይናት ትግራይ መዘዙን ረብሕኡን ውጽኢቱን

    መዘዙ

    • ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ጅምላ ጭፍጨፋ ምፍጻም

    • ሠፊሕ ምፍንቓል ህዝቢን ዘርኣዊ ስጉምቲን ብተናን ምክያድ

    • ኣብ ዘይግቡእ ኩይናት ኣእላፍ ህይወት ትግራዋይ ክጠፍእ ምግባር

    • ኣሻሓት ጉዱኣት ኩይናት ምግጣም

    • ሰፊሕን ዓሚቑን ውድመት መሰረተ ልምዓትን ንብረትን

    • ኣረመኔያዊ ድፍረት ደቂ ኣንስትዮን ወሰን ዘይብሉ ዝርፊያን

    • ሠፊሕ ጥምየትን ጽምዕእትን ድኽነትን ሞትን ክፍጠር ምግባር

    • ፀረ ሰላምን ዘይምርግጋእን ምፍርራሕን ክክትራንን ወንጀልን ኣብ ከተማታት ትግራይ ክፍጠር ምግባር

    ረብሕኡ

    • ዋላ ሓንቲ ብዘይ ፍፁም ውድቀትን ዕንወትን!! ፍፁም ዜሮ ረብሓ እምበር!!

    ውጽኢቱ

    • ፍፁም ብርሰትን፡ ዕንወትን ትግራይ – 50 ዓመት ሙሉእ መስዋእቲ ዝተኸፈለሉ ኩሉ ገደል ምእታው።

    • ሞትን፡ ቁስሊን፡ ሕማምን፡ ጥምየትን፡ ጽምኣትን፡ ክባን፡ ውርደትን፡ ህዝቢ ትግራይ

    መጠቓለሊ

    እዙይ ላዕሊ ዝተጠቐሰ ግፍዒን ገበንን መረሕቲ ህወሓት ፈፂሙ ፈፂም ሻላ ተባሂሉ፡ ተሸፋፊኑን ተረሲዑን ዝስገር ኣይኮነን። ታይ ድኣስ ብቕሉዕን ብናጽነትን ዝተመረጸን ዝትጣየሽን መርማሪ ኮሚሽን ተመዲቡ ናይቲ ኩይናት ምፍጣርን፡ ከይዲን፡ ውጽኢትን ብስፍሓትን ብዕምቖትን ናጻ ብዝኾኑን ተቐባልነት ብዘለዎምን ሰብ ሙያ ህጊን፡ ፖለቲካን፡ ማሕበራዊ ጉዳያትን፡ ኢኮኖሚን፡ ቴክኒክን ወዘተ ተጻርዩ ናብ ፍርዲ ክቐርብ ኣለዎ። ናይ እቱይ ተመሪጹ ዘሎ ጊዜያዊ ምሕደራ ክልል ትግራይ ሓደ ዓቢይን ህጹጽን ሓላፍነት ድማ እዙይ ጉዳይ ኩይናት ብወገን መረሕቲ ህወሓት ዘሎ ተጠያቕነትን ሓላፍነትን ክጻረይን ክምርመርን ገይሩ ናብ ህዝቢ ትግራይ ሪፖርት ምቕራብን ብህጊ ክራኣይን ምግባር እዩ። እዙይ ክርሳዕን ክሸፋፈንን ክስገርን ምግባር ክም ልሙድ ተግባር መረሕቲ ህወሓት ታሪኽን ጊዜ ዘይርሰዖን ይንዋሕ እምበር ዝኸፍ አ ተሓታትነት ዘኽትል እዩ።

    መዘከርታ

    ጎኒ ንጎኒ ነዚይ ናይ መረሕቲ ህወሓት ገበናት ድማ እቶም ካልኦት ሓይሊታት ማለት ናይ ፌደራል፡ ኣምሓራ፡ ኤርትራ ሓይልታት ዝፈፀምዎ ገበናት ኩለይ ሙሉእ ዓለም ከይተረፈ ኩሉ ትግራዋይ ዘይድቅሰሉ ጉዳይ እዩ። ብሰላማዊን ብህጋዊን መንገዲ ብኹሉ መድረኽ ዝፍፀም ይኸውን።

    Reply

Leave a Comment